ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ስፔር መቕረብቲን ጎማ መቕረብትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 2, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 2, 2012 10:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሓምለ 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 01/12/2012ዓ/ም ሰዓት10፡00 ድ/ሰዓት

3 ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅርን ካሊእ ኣድላይ መረዳእታ ዘቅርብ

4 እቲ ኢንተርፕራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 67 27

ጨረታ መደብ