ፈረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ኣግበ ዝርከቡ ናይስ ዕሽግ ማይ ፋብሪካ ዝተፈላለዩ ስክራብ /ተረፈ ምህርቲ/ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ / ፕላስቲክ ጥርሙዝ ማይ መትሓዚ120838 ፣ መኽደን ፕላስቲክ ጥርሙዝ መስርሒ ዝዉዕል በዝሒ63182፣ ፕላስቲክ ጥርሙዝ ማት መትሓዚ ቦትል በዝሒ 90182 ፣ መዐሸጊ ደርዘን ማይ ፕላስቲክ ጥርሙዝ በዝሒ 100፣ ባዶ ጀሪካን በዓል 20 ሊትሮ በዝሒ 1000/
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 29, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 29, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሓምለ 25, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,500.00
bidding: search status closed
1 ኣብ 2011ዓ/ም እዋኒ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ
2 ግብሪ ናይ 2011ዓ/ም ብእዋኑ ዝኸፈለ
3 መኸበሪ ጨረታ ብር 2500 ብጥረ ገንዘብ ወይ ኣብ ዝተየፈለጠ ባንኪ ስፒኦ ዘትሕዝ
4 እቲ ዝሽየጥ ፍርያት ካብ ኣግበ ጨፍሊቑ ዘልዕል
5 ንግዲ ፍቃድን ፣ ንግዲ ምዝገባ ቲን ከምኡ እዉን ቫት ሰርተፊኬት እንተሃልይዎ ምስ ዝርዝር ዋጋ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ክኣቱ ኣለዎ
6 ካብ ዕለት 23/11/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 28/11/2012ዓ/ም ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፈረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ይሓ ስቲ ሰንተር ህንፃ ዝርከብ ቢሮና እናመፃእኩም ጨረታ ሰነድ ብብር 50 ዘይምለስ እናዓደግኩም ክትወስደዱ ንዕድም
7 ጨረታ ዕለት 28/11/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብዕለት 29/11/2012ዓ/ም ሕጋዊ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ብዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 3፡00 ይኽፈት ተጫረቲ ብሳዓቶም እንተዘይተረኺቦም ኣብ ሰዓቱ ዝኽፈት ምኻኑ ነፍልጥ
8 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ
ተወሳኺ ሓበሬታ 09 38 70 12 22 ብምድዋል ዘድሊ ሓበሬታ ምርካብ ይከኣል