ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ዕደጋ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም ( HDIM ገመድ ካብ ኮምንፒተር ናብ ቴሌቨዥን ዘራኽብ ሜትሮ 16/
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 28, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 28, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሓምለ 23, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተም ዘለዎ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 27/11/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ከቅርቡ ኣለዎም
3 ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዝሓደሱ መረዳእታ ዘቅርቡ ክኮኑ ኣለዎም
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 28/11/2012 ሰዓት 3፡00