ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅ/ት ጉ/መናእሰይ ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ግልጋሎት ዝዉዕል ከወዳድር ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም / ቴሌቪዥን በዓል 43 ኢንች 02/

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 25, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 25, 2012 11:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሓምለ 22, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ክሳብ ዕለት 24/11/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ግብሩ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሰን መቕረባይነት ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቕርቡ አለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ 24/11/ 2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 42 40 51 23

ጨረታ መደብ

s