ማሕበር ተከዘ 2009 ዓ/ሓ/መ/ኣባይቲ አብ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ፍሉይ ሽሙ ሚዘር ሰፈር 70 ካሬ ብሎክ 44 Gተ1 መንበሪ ኣብ መሬት ተወዲኡ ቀዳማይ ሕድም ና 10 ሰብ ተሰሪሑ ናይ 10 ሰብ ዝሰርሕ ኮለን 3.2 ሜትሮ ንዉሃት ዘለዎ መደያቢ ንምህዳም ብቅዓት ንዘለዎም ካብ ደረጃ 9 ንላዕሊ ዝኮኑ ደ.ኣ.ን.ትዓበይትን ተኾናተርቲ ብምዕዳም ናይ ጉልበት ማሽነርን ስራሕቲ ከጫረት ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 25, 2012 7:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 25, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሓምለ 22, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተጫረትቲ እቲ ስራሕ ኣብ ውሽጢ 60 ካላንደር መዓልቲ ሰሪሖም ከጠናቅቁ ዝኽእሉ።
2 ተጫረቲ ኣድላይ ዘበለ ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ንግዲ ምዝገባ፣ ቲን ናምበር፣ ቫት ሰርቲኬት፣ ናይ ተኾናታራይነት ሰርቲፊኬት ፣ ኦርጅናልን ኮፒን ከቅርቡ ዝኽእሉ፤
3 ተጫረቲ ዝመልእዎ ጨረታ ሰነድ ኣብ ሕድሕድ ገፅ ናይ ባዕሎም ፊርማን ማህተምን ዓሪፈዎ ብሸምዒ ዓሺጎም ክሳብ 25/11/2012 ዓ/ም ናይቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ሰዓት 7:30 ናይ ድ.ሰዓት ኣብ ሉሲ መናፈሻ ናብ ደቡብ ገፅ ኣብ ዘሎ ከባቢ ከቀርቡ ይኽእሉ።
4 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 25/11/2012 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት ሉሲ መናፈሻ ናብ ደቡብ ገፅ ኣብ ዘሎ ቦታ ከባቢ ይኽፈት።
5 ማሕበርና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።
ሓበሬታ- 09 14 72 26 25 /09 14 74 91 33
1 ዓይነት ውዕልና ፎርፌ (lump sump typist o contract)
2 ሽቦን ሚስማርን፣ታንከርን ኮንስትራክተርን የቅርብ።
3ኤሌክትሪክን ሳኒተርን ማሕበር የስርሕ።