2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ካብ በጀት ድጎማ ኣብያተ ትምህርቲ ብዝረኾቦ ገንዘብ ንቤተ ፈተነ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ስለዚ መቕረብቲ ዝኾንኹም ስለዚ መቅረብቲ ዝኾንኹም ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈልኩም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተመዝገብቲ ቫት/ተርን ኦቨር ዝኮንኩም ኣካላት ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 22, 2012 4:15 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 22, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሓምለ 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 20/11/2012ዓ/ም
2 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/11/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡15 ንጉሆ
3 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 23/11/2012 ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡