ቃላሚኖ ማእከል ኢንቨስትመንት ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ንናይ ቢሮ መስኮት ዝኸዉን መጋረጃ ብምልክታ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 22, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 22, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሓምለ 20, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ሕጋዊ ደረሰኝ ከቅርብ ዝክእል

4 እዚ ፕሮፎማ ዕለት 22/11/2012ዓ/ም ናይ  ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ 10፡30 ኣብ ማእኸል ኢቨስትመንት ቃላሚኖ ይክፈት

5 ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

6 ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 03 48 99 04 23

ጨረታ መደብ

s