2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ካብ በጀት ድጎማ ኣብያተ ትምህርቲ ብዝረኾቦ ገንዘብ ንቤተ ፈተነ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ስለዚ መቕረብቲ ዝኾንኹም ስለዚ መቅረብቲ ዝኾንኹም ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈልኩም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተመዝገብቲ ቫት/ተርን ኦቨር ዝኮንኩም ኣካላት ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 17, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 20, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 20, 2012 4:32 ቅ/ሰዓት
  • ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ፕሮፎርማ  ዝወፀሉ ዕለት 15/11/2012ዓ/ም

2  ፕሮፎርማ  ዝዕፀወሉ ዕለት 20/11/2012ዓ/ም

3 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 20/11/2012 ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s