ማሕበር ደቂ ኣንስዮ ትግራይ ናይ መኮና ስፔር ፓርት /ኣቅሑት/ ክተወዳድር ስለ ዝደለየት
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 17, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 18, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሓምለ 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን
2 ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 20 ክዕድግ ዝኽእል
3 ናይ ዘእትዎ ዋጋ 2% ብ ስፒኦ ክዕድግ ዝኽእል
4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 07/11/2012ዓ/ም እስካብ 17/11/2012ዓ/ም ይኸዉን
5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 17/11/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 17/11/2012ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝኽፈት ይኸዉን
6 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ