ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ላፕቶፕን ፕሮጀክተርን ክዕድግ ስለዝደሊ ነዞም ዝስዕቡ ዘማልኡ ንክወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 14, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 14, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 27, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
- አብቲ ጨረታ ክሳተፉ ዝደሊዩ ምልከታ ካበ ዝወፀሉ ዕለት 27/05/2008 ዓ/ም ክሳብ 14 /05/ 2008 ዓም አብ ዘለዉ ናይ ስራሕ ሰዓታት ሰነድ ጨረታ ብር 50 ብር ብምሓዝ ካብ ቢሮ ክወስዱ ይኽእሉ
- ተጫረቲ ናየ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት መታወቂያ ናይ ግብሪ ከፋላይነት (TIN መረዳእታ) ዘቕርብ VAT ተመዝገባይ ዝኾነ ናይ ጥሪ ወርሒ 2008 ዓ/ም ዲክለር ዝገበረ
- ተጫረቲ መኽበሪ ጨረታ ን ላፕቶፕን ፣ፕሮጀክተርን 3000 ብር ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ክቅርብ (ከትሕዝ) ዝክእል
- ተጫረቲ ዝጫረትሉ ዋጋ መቅረብቲ ብቢሮ አብ ዝተዳለወ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ብምላእ ብፖስታ ብምዕሻግ አበቲ ዝተገለፀ ጊዜ አብ ቢሮና ኮምፕሌክስ ህንፃ ቁፅሪ 228 ናብ ዝርከብ ሳንዱቅ ጨረታ ክእትዉ ይኽእሉ
- ተጫረቲ ንዝሳሮም ንብረታት አበ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክአስሩ ይኽእሉ
- እቲ ጨረታ ለካቲት 14/06 /2008 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ለካቲት 14/06/2008 ዓም ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት
- ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት 10% መኽበሪ ዉዕሊ ከትሕዙ ዝክእሉ
- ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕለዉ እዩ
- አብቲ ትመልእዎ ጨረታ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክኸዉን አለዎ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ቑፅሪ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል