ንቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ስፔር ኣቅሑት ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ማለት እዉን ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 17, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 17, 2012 3:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሰነ 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቲን ከምኡዉን
3 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ናይ 2012ዓ/ም ዘለኩምን ኮፒ ዘቅርቡ
4ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/10/ 2012 ዓም ክሳብ 16/10/2012 ዓም ሰዓት 11: 30 ወሲድኩም ክተቅርቡ ትክእሉ
5 ፕሮፎርማ ዕለት 17/ 10/ 2012ዓም ሰዓት 3:30 ይክፈት
6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344403447