ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ካብዙይ ንታሕቲ ብዝርዝር ዝተገለፂ ንብረት ማለት እዉን፣ ዘገልገሉ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ፣ ናይ ቢሮ መገልገልቲ ኣቅሑ ፣ ናይ ትራክተር ማሕረሻታት ወዘተ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 19, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሰነ 11, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed

1 ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ኣብ ዘዳለዎ ሰነድ ፎርሚ ጥራሕ ዝምላእ ኾይኑ እቲ ሰነድ ካብ ዕለት 10/10/2012ዓ/ም እስካብ 19/10/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ሾይኑ ዕለት 19/10/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት

2 ናይ ጨረታ ሰነድ ብነፃ ካብ ቢሮ ቁፀሪ 16 ምዉሳድ ይከኣል

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ 5000 ብማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ሽም ዝተሰርሐ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ

4 ተጫረቲ እቲ ንብረት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምምፃእ ምርኣይ ይከኣል

5 እቲ ማእኸል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 80 29

ጨረታ መደብ

s