ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 13, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 13, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሰነ 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ብዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ
2 ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ቁፅሪ ዝሓዘ
3 ቫት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒ ዘቅርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ኽከዉን ኣለዎ
4 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ 10/10/2012ዓ/ም ክሳብ 13/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ቅ/ሰዓት ይኸዉን
5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኩን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 5 56