ቢሮ ሲቨለ ሰርቪስ ክ/ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዳይሪክተር ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓም ናይ ኮድ 4-01075 መኪና መለወወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 10, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 12, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 12, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ዘለኩም ከምእዉን በቲ ሓዱሽ ናይ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩምን ምካንኩም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ክተቅረቡ እትክእሉ

2 ተጫረቲ ቢሮና ብዝቀመጦ ዝርዝር መግለፂ መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂእኩም ብሽምዒ ዝተአሸገ ኢንቨሎፕ ካብ ዕለት 09/10/2012 ዓም ክሳብ 11/10/2012 ዓም ሰዓት 9:00 ኣብ ዘሎ ጊዜ ናብ ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ትግራይ ወይዘር ህንፃ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 008 ኣታዊ ትገብሩ ትክእሉ

3 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ዕለት 11/09/2012 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:30 ኣብ ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትገራይ ወይዘር ህነፃ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 008 ይከፈት

4 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስቁ 0344402431

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s