ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ኢንድስትሪያል ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 9, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 9, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሰነ 6, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መዐቀኒ

በዝሒ

1

መዋሮ 1.5 ኪ.ግ ዝምዘን

ቁፅሪ

1700

2

ባዴላ 1ኪ.ግ ዝምዘን

ቁፅሪ

650

3

 ሞዶሻ 6 ኪ.ግ ዝምዘን

ቁፅሪ

500

1 ናይ 2012ዓ/ም ናይቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ቲን ካርድን ዝተሓደሰ መቅረባይነትን ኮፒ ምስ አተሓሓዚ ዘቅርቡ

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ናይ ወርሒ መጋቢት ዲክለረሽን ከተሓሕዝ ዝኽእል

3 መኸበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከተትሕዙ እትክእሉ

4 እዚ ፕሮፎርማ 04/10/2012ዓ/ም ክሳብ 09/10/2012ዓ/ም ቅ/ሰዓት 3፡00 ምዉሳድ ይካኣል

5 እዚ ፕሮፎርማ እዚ ዕለት 09/10/2012ዓ/ም 3፡00 ቅ/ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 09/10/2012ዓ/ም 3፡30 ቅ/ሰዓት ይክፈት

6 እቲ ቤት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 47 05 56 /03 44 47 05 06 /03 44 47 02 79

ጨረታ መደብ

s