ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 9, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 9, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሰነ 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ናይ 2012ን ዓ/ም ዝተሃደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ
2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ
3 ናይ 2012 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለዎ
4 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ኣብ ዉሽጢ 7 ተ መዓልቲ ዘቅርብ
5 ተጫረቲ መወዳደሪኩም ካብ 04/10/2012ዓ/ም ክሳብ 09/10/2012ዓ/ም ሰነድ ምዉሳድ ትኽእሉ
6 ፕሮፎርማ ዕለት 09/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30
7 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 09/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰዓት ይኸዉን
8 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋልእቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 444 41 94 98