ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ፕሮግራም ዕብየት ሕርሻ ( AGP –II) ብዝተረኸበ በጀት ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት / ናይ ድሕሪት ፍሬቻ ፀጋማይ ንፎርድ ሞዴል A6C መኪና በዝሒ 01 / ሕጋዊ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 5, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሰነ 4, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ቲን ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርተፊኬት
2 በዚ መሰረት ፕሮፎርማ ክሳብ 05/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቅርቡ ትኽእሉ
3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 05/10/2012ዓ/ም ሰዓት4፡00 ይኽፈት
4 ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 56 63 / 03 44 40 43 46