ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ ትግራይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 12, 2012 5:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 12, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሰነ 2, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ኣብ ናይ ዘፈር ኤሌክትሮኒክስ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት፣
2 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት
3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ብናይ እቶት ተወሳኪ እሴት ታክስ ሪፖርት መግበሪ እዋን መሰረት ናይ ሕሉፍ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሪፖርት ዝገበረን ዘይምለስ ቅዳሕን አተሓሒዙ ዘቅርብ
4 መከበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 5000 ቅርሺ ብዝመረፅኩምዎ ብስፒኦ ወይ ባንኪ ጋራንት መረጋገፂ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል
5 ተጫረቲ ንሕድሕድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ዕዮ ኢንስትዩት ብምክፋል ፅንዓትን ፖሊስን ምርምርን ክልል ትግራይ ምዉሳድ ይካኣል
6 ሰነድ ጨረታ ክፈቲ ዝኮነሉ እዋን ካብ 27/09/2012ዓ/ም ክሳብ 11/10/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ስራሕ መዓልታትን ሰዓትን ይከዉን
7 ናይ መጫረቲ ሰነድ ኣታዊ ዝግበረሉ ዕለት 12/10/2012ዓ/ም ክሳብ 5፡30 አታዊ ይግበር ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 8፡30 ድ/ቀትሪ ይክፈት
8 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 45 59 99 25