ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲጉዶም ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣቅሑት ቢሮ ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 17, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 17, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሰነ 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 በቲ ዘፈር ሕጋዊ ፍቃድ ዘለዎ ፣ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ፣ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስን ወርሓዊ ሒሳብ ዘወዳደርሉ መረዳእታ
3 መኸበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ጥረ ገንዘብ
4 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ
5 ሰነድ ጨረታ ካብ 26/09/2012ዓ/ም ክሳብ 16/10/2012 ዓ/ም ምዉሳድ ይክእሉ
6 ሳንዱቅ ጨረታ 17/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት
7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 37 02 32