ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ኣብ ዝተመረፃ 9ተ ወረዳታት ንቃል ኪዳን ሶቖጣ ዲክለሬሽን ፕሮግራም ጉጅለ መተሓባርቲ ግልጋለት ዝዉዕል መኪና ክራይ ንምርካብ ስለዝደለና ብፕሮፎርማ ክትወደደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 3, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 3, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም
2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል
4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 28/09/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 02/10/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10፡30 ይኽፈት
5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 99 22