ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክላት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሓ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 2, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 2, 2012 11:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 27, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 27/09/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 01/10/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00
3 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ግብሩ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሰን መቕረባይነት ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቕርቡ አለዎም
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ 01/10/ 2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 42 40 51 23