ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሳኒታይዘር ፣ ማስክ / ሳኒታይዘር ሊትሮ በዝሒ 597 ፣ ማስክ ብቁፅሪ 1397 / ክዕደግ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 28, 2012 10:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጉንበት 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 25/09/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 27/09/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ክሳብ ሰዓት 10፡00 ይኸዉን

2 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፈቃድ ቲን ሰርተፊኬት ናይ መቕረባይን ሰርተፊኬት ከተቕርቡ ንሕብር

ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉድኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75

ጨረታ መደብ