ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ንዝተፈላዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 25, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2012 10:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 28, 2012 10:47 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ 2012ዓ/ም ንግድ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ

3 ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓት ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ዘትሕዝ

4ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 25/09/2012 ክሳብ 27/09/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡45ድ/ቀትሪ ከተቅርቡ ትክእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 41 61 ምድዋል ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s