ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኤለክትሮኒክስ ፣ፈርኒቸርን ፣መሳርሒ ፅሕፈትን ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥሪ 21, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
- ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ቲን /TIN/ መቅረባይ ሰርቲፊኬት: VAT ተመዝገብቲ ዝኮነን ሒሳብ ዘፍለጠን
- ሰነድ ጨረታ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ 19/05/2008 ዓ/ም ጀሚሩ 30.00 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካአል
- ናይ ጨረታ መኽበሪ ንኤለክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ፣ ንናዉቲ ቢሮ ወይድማ ፈርኒቸር 5000 ፣ንመሳርሒ ፅሕፈት 300 ቅርሺ ከትሕዝ ዝኽእል/ትክእል
- ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 9/06/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት::
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል::
- ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411795 /0344411794 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ::
ናይ ጨረታ መዕፀዉን መኽፈትን በዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን::