ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዱሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 1, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 1, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 19, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል
2 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ተመዝጋቢ ምኻኑን ከቕርብ ዝክእል
3 ዲክለራሽን መረዳእታ ካብ 2012ዓ/ም ከቅርብ ዝክእል
4 መኸበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት 3000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ዝክእሉ
5 ካብ ዕለት 17/09/2012ዓ/ም ጀሚሩ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ብር 30 ከፊሉ ብምዉሳድ ዋጋ መሊኡ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 06/08/2012ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ይገብር
6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 01/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 4፡30 ይክፈት
7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ኣድራሻ ፡- ጥቃ እንዳ ጋብር
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55