ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንበጀት ዓመት 2012 ብናይ UIIDP መደበኛ በጀት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ላፕቶፕ ፣ ፕሪንተር፣ ፋክስ ን ብግልፂብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 29, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን መረዳእታ

2 ናይ መቕረባይ ዝተመዝገበሉ መረዳእታ

3 ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ

4 ቲን ቁፅሪ ዘሎዎም ናይ ለካቲት 2012 ዲክላሬሽን ከቕርቡ ዝክእሉ

5 ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ወይ ብጥረ ገንዘብ 5000 ቅርሺ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ዝክእል

6 ዝተዳለወ ጨረታ ዶክሜንት ካብ ኮምሽን ቢሮ ቁፅሪ 261 ዕ/ፋ/ምም/ንብረት ዘይምለስ 30 ከፊሎም ክወስዱ ይክእሉ

7ካብ ዕለት 14/09/2012ክሳብ ዕለት 28/09/2012 ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካኣል

8 ጨረታ ዕለት 28/09/2012 ሰዓት 8፡30 ድ/ቀትሪ ዝዕፆ ይከዉን

9 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 28/09/2012 ሰዓት 9፡00 ይከዉን

10 ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 44 17 ብምድዋል ምሕታት ይካኣል

ጨረታ መደብ

s