ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ማይ ግልጋሎት ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትወርክሾፕን ንብረት ክፍሊ ከስርሕ ስለዝደሊ ስፐስፊኬሽን ወሲድኩም ክትጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 1, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 1, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 18, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
- ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ አብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ኮፒ ዘቅርብ
- ሰነድ መዐደጊ ዘይምለስ ብር 30 (ሳላሳ ቅርሺ) ጥራሕ ዝከፍል
- ሰነድ ዝወሃበሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 17/05/2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 01/ 6/2008 ንተከታታሊ 15 መዓልቲ
- ጨረታ ሰነድ መረከቢ ግዜ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ኣብ 17/ 05 /2008 ዓ/ም ዝዕፀወሉ ዕለት 01/ 6/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00
- እቲ ጨረታ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 4 ዕለት 1/6/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኮይኑ ግና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተዘይተረኪቦም ቤት ዕዩና ጨረታ ፖስታ ምክፈት መሰሉ ሕሉዉ እዩ
- ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ከተማ ዕሓሙስ ማይ ግልጋሎት ቢሮ ቁ-6
- ጨረታ መክበሪ ብር 20000 (ዒስራ ሽሕ) ብሲፒኦ ብሄራዊ ንግዲ ባንክ ዝፈቀደሎም ዝተፈለጡ ባንክታት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል
- መተሓሳሰቢ ዝርዝር ናይ ጨረታ መምርሒ ምስ ናይ ጨረታ ሰነድ ንሽይጥ ምካና ንሕብር
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034770269