ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ነዞም ብ ታሕቲ ተዘረዚሮም ዘለዎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 10, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 10, 2012 3:10 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ተወዳደርቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን፣ መቅረባይ ሰርተፊኬት ፣ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቅርቡ አለዎም እቲ ዝቀርብ ዶክመንት ዝረአ ክከዉን አለዎ ዘይረአ እንተኮይኑ ናብ ዉድድር ኣይቀርብን
2 ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቅርበዎ ፕሮፎርማ ፌርማን ክቢ ማሕተምን ክዕርፍ አለዎም
3 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 05/09/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣን ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይኽእሉ
4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 10/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 3፡10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 36 56