ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ኣክስዮን ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ስፖርት ዕጥቅታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 18, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 18, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም
2 በቲ ዝተጠቀሰ መስፈርት መሰረት ኣማሊኡ ንከቕርብ ዉዕሊ ዝአስር
3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ካብቲ ጠቕላላ ዝተመልአ ዋጋ 5 ሚኢታዊ ብብር ወይካዓ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
4 ጨረታ ተከፊቱ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ኣብ ትካልና ቀሪቡ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
5 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ናይ ትካል ፋይናንስ ዘይምለስ 50 ብር እናኸፈለ ምውሳድ ይክእሉ
6 ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ካብ 04/09/2012ዓ/ም ክሳብ 18/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 እቲ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብኮሚቴ ተኣሽጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት
7 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 16 89/ 09 14 17 88 87