ዓለም ለኸ ባንኪ አንበሳ ማ.ኣ ቤት ፅ/ሕፈት ሰሜን ሪጅን ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ መኪና ጎማታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ነቶም ዝተፈላዩ ዓይነት በዝሒ ዘለዎም ዘገልገሉ ጎማታት ንምግዛእ እትደልዩ ኣብ ዓዲ ሓ ኣብ ዝርከብ መክዘን ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምምፃእ እቶም ኣቅሑት ብምርኣይ ናብ ዝተዳለወ ቅጥዒ ዋጋ መልእኩም ክትቅርቡ ብክብሪ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 13, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 13, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጉንበት 7, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 500.00
bidding: search status closed

1 ኣብቲ ጨረታ ዝኮነ ዉልቀ ሰብ ይኩን  ትካል ክሳተፍ ይክእል

2 እዚ ጨረታ ብዕለት 06/09/2012 ጀሚሩ ንተኸታተልቲ 6 ናይ ስራሕ መዓልቲ ክፍቲ ኮይኑ ንተጫረቲ ንጨረታ መኸበሪ ዝኸዉን ብር 500.00 ሓሙሽተ ሚኢቲ ናይ ሓደ ዋጋን ብምግላፅ ብዝተዓገ ፖስታ ሽሞምን ኣድራሾኦምን ፌርሞኦምን ብምቅማጥ ኣብቲ ዝተዳለወ ሳጡን ከእትዉ ይግባእ

3 እቲ ጨረታ ዕለት 12/09/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 10፡30 ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 ሰዓራይ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 2 ናይቶም ዝዓደጎም ኣቅሑት ሙሉእ ብሙሉእ ከፊሉ ከልዕል ይግባእ

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41  04 35 /03 42 41 94 82

ጨረታ መደብ

s