ኮምሽን ኢንቨስትመንት ሰደድን ክልል ትግራይ ንዝጥቀመላ ተሽከርካሪት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ሲዒቦም ዝተዝርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 1, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 1, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሚያዝያ 29, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ ዘመኑ ዘሐደሰን
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፀሪ ቲን ሰርተፊኬት ከቕርቭ ዝክእል
3 ንተወሳኺ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገበ
4 መቕረባይነት ዝተመዝገበ ምኸኑ ሕጋዊ ምስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእል
5ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/08/2012 ክሳብ 30/08/2012ለዓ/ም ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 11፡00ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘተረከብሉ ይክፈት
6 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን ተዘይኮይኑ ቫት ከምዝሓወሱ ይዉሰድ
7ኮሚሽና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 98 16