ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ናይ ህንፃ መሳርሒ/ ሓደገኛ ሓፁር/ ፣ ናይ ፈርኒቸር ፣ ናይ ሕትመት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 3, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 3, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሚያዝያ 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ በቲ ዘርፊ ዘለኩም
2 ናይ ግብሪ ከፈላይነት መለለየ ሰርተፊኬት ዘለኩምን
3 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ሰርተፊኬት ዘለኩም
4 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ታክስ ክትከፍሉ ትክእሉ
5 ፕሮፎርማ ካብ 28/08/2012ዓ/ም ክሳብ 30/08/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ብምዉሳድ ኣብ መወዳደሪ ዶክሜንተኩም ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ተባሂሊ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ምእታዉ ትኽእሉ
6 እቲ ጨረታ ዕለት 03/09/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ኣብ ኮሌጅና ቢሮ ቁፀሪ 08 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 45 92