ኣብ ቤት ማዛጋጃ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ካብ መርሲ ኣካዳሚ ክሳብ ሞሞና መሻገሪ ዘሎ መስቀለኛ ኣስፋልት ዘሎ ኣካፋይ መንገዲ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 29, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 29, 2012 2:02 ቅ/ሰዓት
  • ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ቲን ናምበር

2 ማሕተም ዝዓረፍሉ ክኮዉን ይግባእ

3 እቲ ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክከዉን ኣለዎ

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/08/2012ዓ/ም ክሳብ 29/08/2012

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 66 27

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s