ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ፓድ ሕትመት ክተወዳድር ስለ ዝደለየት ፡-
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 3, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 4, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሚያዝያ 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ኣብ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን
2 ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 20.00 ክዕድግ ዝኽእል
3 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 22/08/2012ዓ/ም እስካብ 03/08/2012ዓ/ም ይከዉን
5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 03/08/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
6 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾነ
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ