ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 27, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 27, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሚያዝያ 22, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከምኡ እዉን ቲን ቁፅሪ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ
2 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/08/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/08/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይካኣል
3 እዚ ፕሮፎርማ ብተመሳሳሊ ዕለት 26/08/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ይክፈት
4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15