ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 24, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 24, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሚያዝያ 22, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከምኡ እዉን ቲን ቁፅሪ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ

2 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/08/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 23/08/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይካኣል

3 እዚ ፕሮፎርማ ብተመሳሳሊ ዕለት 24/08/2012ዓ/ም ሰዓት 03፡00 ይክፈት

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15

ጨረታ መደብ

s