ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ሞዴል Model LAN 25 መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 23, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 23, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሚያዝያ 21, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፡ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ከቅርቡ ዝክእሉ
2 እዚ ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ 20/08/2012ዓ/ም ክሳብ 22/08/2012 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ካብ ኤጄንሲ ስታቲስቲክስ ሰነድ መሊኡ ናብቲ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ካይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ኤጄንሲ ኣታዊ ምስ ኮነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 22/08/2012 ድ/ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ዕለት 10፡30 ይክፈት
3 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 32 54