ኣብ ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ፍልፍሎም ዘይተፈለጡ ካብ ዘይሕጋዉያን ነጋዶ ሓደሽቲ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ጫማታት ክዳዉንቲ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ካልኦት ካብኔ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ብዕለት 05/01/2012 ብቁፅሪ 80/ክ/ክ/ቀ/ወ ንክጫረቱ ዝወሰናዮ መሰረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 22, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 23, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሚያዝያ 17, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ፣ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገብሉ መረጋገፂ ዘቅርብን ናይ ቫት መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርትን ብትካሎም ዝወፀ ኣካውንት ናምበር ዘቅርቡ፤
2 ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም 1 ኦርጂናል ዶክመንት 2ተ ፎቶ ኮፒን ከቅረብ ዝክእሉን ናይ ትካሎም ማህተም ዘዓረፎ ፖስታ ዘቅርቡ፤
3 ሰነድ ጨረታ መዐደጊ ብር 50.00 ሓምሳ ቅርሺ፤
4 ናይ ጨረታ መኸበሪ 15000 ብር ከትሕዝ ዝኽአል
5 ሰነድ ጨረታ ዝቀርበሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 15/08/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 22/08/2012 ዓ/ም ኮይኑ ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት፤
6 ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤
7 ሰነድ ጨረታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን አብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር፤
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0937-023598 ወይድማ 0342-405123 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል