ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዓዲ ጉዶም ሓድሽ ናይ ቢል ሶፍትዌር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፅዕን /ክገዝእ/ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 27, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 27, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሚያዝያ 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ምስቲ ስራሕ ኣግባብነት ዘለዎ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ 2012 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈሉን
2 ቲን ቁፅሪ ዘቅርቡ
3 መኸበሪ ጨረታ ብር 5000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብኣፍልጦ ካብ ዝተወሃቦ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
4 ተጫረቲ ምሽናፎም ምስተናጎሮም ኣብ 5ተ መዓልቲ ዉሽጢ ዉዕል ክኣስሩ ዝኽእሉ ኮኾኑ ይግባእ
5 ተጫረቲ ብኢንግሊዝኛ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዝርዝር TOR ዘይምለስ 50 ብር ብምኽፋል ካብ 12/08/2012ዓ/ም ክሳብ 27/08/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ክወስዱ ዝኽእሉ ኮይኖም ጨረታ ዕለት 27/08/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
6 ኣብቲ ጨረታ ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ገምጋም ዝካየድ እንትኸዉን መጀመርያ ቴክኒካል ገምጋም ተኻይዱ 70% ንልዕሊኡ ንዝረኸበ ተወዳደርቲ ናብ ፋይናንሻል ይሓልፍ
7 ናይ ጨረታ ቴክኒካል ገምጋም 70% ዝወሃቦ እንትኸዉን ፋይናንሻል ድማ 30% ይወሃቦ
8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረተኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 37 00 96/ 09 38 15 14 48