ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ሕትመት ንምግዛእ ስለዝደለየ ፕሮፎርማ ዕድጊት ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 16, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ፣ ዘቕርብ
2 ቲን ናምበር ዘቕርብ
3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዘቕርብ
3 ፕሮፎርማ ካብ 13/08/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት 09፡00 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 99 22