ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኣብ ዉሽጡ ንዝርከቡ ሴክተራት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ናይ ስፒኦ ዋጋ 3000 ቅርሺ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 21, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 22, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሚያዝያ 2, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይዚ ዘበን ግብሪ ዝኮፈሉ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ፣

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈለቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር

3 ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገበሉ መረጋፂ ዘቅርብን ፣ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ መወዳእታ ወርሒ ሪፖርት ዘቀርቡ

4 ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 21/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተሪኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

03 42 40 51 23 /09 37 02 35 98

ጨረታ መደብ

s