ኢንስትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ናይ ሪኤጄንት ኣቅሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 2, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 2, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 30, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነትን ዝተመዝገብኩም
2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል ይዕድም
3 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ 29/07/2012 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 02/08/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት እሱ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3፡30 ይክፈት
4 ቢሮና መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን