ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ናይ ቢሮ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝዉዕል ቫጅን ንምሕታም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 29, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 29, 2012 9:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ

3 ናይ ግበሪ ከፈላይ ቁፅሪ ቲን

4 2% withholding tax ክከፍል ዝኽእል

5 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ከቕርብ ዝክእል

6 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 28/07/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይክፈት

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 52 91 /03 44 41 51 52

ጨረታ መደብ

s