ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ክዕድግ ንደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 29, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 29, 2012 10:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 26, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 25/07/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 28/07/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ክሳብ ሰዓት 10፡00 ይኸዉን
2 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፈቃድ ቲን ሰርተፊኬት ናይ መቕረባይን ሰርተፊኬት ከተቕርቡ ንሕብር
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75