ማሕበር ቀይ መስቀል ኢ/ያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ንቶዮታ ሞዴል 78 ተሽከርካሪት ግልጋሎት ዝዉዕል ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2012 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 26, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መጋቢት 24, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
No | Item | Unit/M | Quantity |
1 | Addis Tyre 7.5 *16 12 PR | PCS | 20 |
2 | Addis Inner Tube 7.5*16 12PR | PCS | 20 |
1 እቶም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ ኣቅሑት ንምቅራብ እትክእሉ ሕድሕድ ኣቅሓ ዋጋ ብዝተዓሸገ ኢንቮሎፕ ካብ ዕለት 23/07/2012 ክሳብ 25/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 መሊኢኩም ናብ ፅ/ቤትና ዕደጋ ክፍሊ ክተቕርቡ እናተሓሳሰብና እቲ ፐሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 25/07/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ሰዓት እዩ
2 ቲን ናምበር ፣ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ሓድሽ መቕረባይነትን
3 ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም
4 እቲ ንብረት ሰዓርቲ ምኻንኩም ካብ ዝተገለፀልኩም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 03 መዓልቲ ክተቅርቡ ይግባእ