ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ንብረት ምምሕዳርን ክ/ከተማ ዓይደር ንከ/ስ/ስ/ፅሬት ፅባቀን ቤት ማዛጋጃ ክ/ከ/ዓይደር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከጫርት ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 23, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 23, 2012 3:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልካታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 18/07/2012ዓ/ም ክሳብ 22/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገብን ቲን ቁፅሪ መረዳኣ ከቕርቡ

4 ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኮፈልኩምን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 23/07/2012ዓ/ም ሰዓት3፡30   

ጨረታ መደብ

s