ኣብ ዞባ ምዕራብ ወረዳ ፀገዴ ዝርከብ መዓርግ ሆስፒታል፣ ናዉቲ ሕክምናን ፣መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ኣብዚ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቋሕታት ክተማልኡ ይሓትት
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 2, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 2, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed
1 በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርቡ ዝክእሉ
2 ቲን ነምበር ዘለኩም፣ ፍቃድ መቅረባይነት ዘለኩም፤
3 ዝተሓደሰ ናይ ሞያ መቅረባይነት ዘቅርብ
4 መክበሪ ጨረታ ብሲፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ 10,000 .00ቅርሺ ክተቅርቡ እትክእሉ
5 መቅረብቲ መድሓኒት ዝኮንኩም ዝተሓደሰ ናይ ሞያ ፍቃድ ክተቅርቡ ይግባእ
6 ናይ ሓደ ሰነድ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ክትገዝኡ ትክእሉ፤
7 ጨረታ 01/08/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት
8 ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ እናመፃእኩም ክትገዝኡ ትክእሉ፤
9 እቲ ሆስፒታል ዘሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914-387011/0348990069/0939664204 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ