ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ንዝርከባ ሴክተራት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናዉቲ ኣቅሑትን፣ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 1, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 1, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መጋቢት 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት
2 ቲን ቁፅሪ /Tin Number/ ዘለዎ
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ጥሪ ዲክልር ዝገበሩ ከቅርቡ ዝክእሉ
4 ናይ ጨረታ መክብሪ መሳርሒ ፅሕፈት 15000.00 ቅርሺ ፣ ኣቅሑት ፅሬት 2000.00 ቅርሺ ፣ ኤሌክትሮኒክስ 25000.00 ቅርሺ ፣ ናዉቲ ኣቅሑትን 5000.00 ቅርሺ ፣ ብ ስፒአ ወይ ድማ ብባንኪ ከትሕዝ ዝክእል
5 መሸነፊ ድርርጅት ንዘሸነፍዎ ንብረት አብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ወዕሊ ክአስር ዝክእል
6 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ጨረታ ከብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል
7 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ካብ 15/06/2012ዓ/ም ክሳብ 30/07/2012ዓ/ም ጨረታ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
8 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344400457ብምድዋል ምሕታት ይከኣል