ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ናይ ሞዴል ሃርድቶፕ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝይ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 19, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 15, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሕድሕድ ተወዳዳሪ ንግድ ፍቃድ ቲን ናምበር
2 ዝታሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዘቕርብ
3 ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 14/07/2012ክሳብ 18/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ዝክፈተሉ ዕለት 18/07/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00