ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ጥዕና ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክምና ናዉቲ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 16, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 16, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ማህተም ዝዓሮፎ ፖስታ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 11/07/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት ዕለት 15/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ይክፈት
3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽፈልኩምን
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 16/07/2012ዓ/ም ናይ ንጎሆ ሰዓት 3፡00